Author: ደራሲ፡ TPLF 1987 ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ
Publisher:ኣሕታሚ፡ Empadit AB in Europé ኤምፓዲት
The Eritrean struggle and TPLF ወያነን ርክባቱን ምስ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ
ኣብ ኣፍሪቃ እቲ ዝነውሐ ናይ ናጽነት ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ`ዩ። ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ብታሪኻዊ፡ ሕጋዊን ፖለቲካዊ፡ ኤኮኖሚያዊን ታሪኻውን ትንታነ ኣንጻር ክርአ ብዓይኒ ህዝባዊ ሓርነት ትግራይ ኣብቲ ግዜ (1978) እንከሎ።
Reviews
There are no reviews yet.